ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ኣንቶኒዮ ጉተሬዝን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሓመት ተዛቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ብዙሓት ዛዕባታት ብምጥማት ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሮም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ኣብ ቀፃሊ ምስ እተን ትካላት ዘሎ ርክብን ምትሕብባርን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብምውዳድ ክንሰርሕ ኢና ኢሎም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment