ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንታት ክልላትን ሓለፍቲ ብሄራዊ ቦርድ ምርጫን ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ቀፃሊ መረፃ ትኹረት ዝገበረ አዩ።

ክልላት ኣብቲ ምርጫ ፀፅታን ሰላምን ኣብ ምኽባር፣ ኣድላዪ እታዎት ኣብ ምምላእን ዘለዎም ምድላው ከምዝተገምገመ ተሓቢሩ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ
ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment