ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ተወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ማእኸል ምርመር ኣመራርሓ ኣፍሪካ ብዝብል ንክስየም ወሲኑ።

እቲ ኣካዳሚ ሕቶታት ኣመራርሓ መበል 21 ክፍለ ዘመን ንምምላእ ዘኽእል ዓቕሚ ዘለዎም ተመራመርቲ ዘፍሪን ኣተሓሳስባ ዕብየት ተኮር ዘንፀባርቕን ትካል ትምህርቲ ንክኸውን ዓሊሙ ምቕያር ሽም ከምዝተገበረሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።  እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment