ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ካምቤላ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ካምቤላ ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ትካላት መንግስቲን ውልቀን ዑደት ገይሮም።

ኣብቲ ዑደት ዝተሳተፉ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኡሞድ ኡጁሉ፥ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓ ህዝቢ እቲ ክልል ተረባሒ ንምግባር ትኹረት ገይሮም ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም።

ብፍላይ መራኸብቲ ሓፋሽ እቲ ክልል ዝገብሮ ዘሎ ዝተፈላለየ ተግባራት መርኣያ ኢዩ ኢሎም።

ብሓድነቱ ዝፀንዐ በዓል ሞያ እንተቐሪፅና ዝበሰለ ኣመራርሓ ምሃብ እንተኽኢልና ኣብ እንሓስቦ ምዕባለ መብፃሕ ይከኣል ኢዩ ክብሉ ምግላፆም ተሓቢሩ።

Comments (0)
Add Comment