መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝፀንሕ መበል 13 ፅዋዕ መላእ ኣፍሪካ ኣብ ጋና፣ ኣክራ ብዕሊ ተኸፊቱ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ጋና ናና ኣኩፋ ዶን፣ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት፣ ኮሚሽነራት ሕብረት ኣፍሪካን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቲ ውድድር፥ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ማሕበር ኮሚቴታት ኦሊምፒክ ኣፍሪካን ማሕበር ኮንፌዴሬሽናት ስፖርት ኣፍሪካን ዘሰናድእዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ ፀወታ፥ 54 ሃገራት ኣፍሪካ ብ29 ዓይነታት ስፖርት ከምዝሳተፉ መግላፁ ኣብ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርቲን ፌዴሪኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment