መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ፖላንድ ዋርሶው ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ በረራ ክጅምር ኢዩ።

ዋርሶው ኣብ ዩኔስኮ ዝተመዝገቡ ሓድግታት ዝርከበላ፣ ማእኸል ዝነኣዱ ኪነ ህንፃታትን ታሪክን ዘበናዊነትን ኣጣሚራ ዝሓዘት ከተማ ኢያ።

ስለዝኾነ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 9 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ሰሙን ኣርባዕተ ግዘ ናብ ፖላንድ ዋርሶው በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment