ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 169 ኢንተርፕራይዛት ናብ ማእኸላይ በርኪ ኣሰጋጊሩ።

መርሃ ግብሪ መበል 11 ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ሎሚ ኣብ ኢሊሊ ሆቴል ይሳለጥ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ “ሽግግር ኢንተርፕራይዛት ንኢንዱስትሪ መሰረት” በዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ዝካየድ ዘሎ ተባሂሉ።

ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ምክትል ከንቲባ ኣይተ ዣንጥራር አባይን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ከተማ ተረኺቦም።
ብዘቢብ ተኽላይ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment