ኢትዮ-ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ናይ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ዓለም ለኸ ጨረታ ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮ-ቴሌኮም ብኽፋል ናብ ናይ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ዓለም ለኸ ጨረታ ዳግም ወፂኡ።

ሐዚ ዝወፅአ ጨረታ 45 ሚኢታዊ ብፅሒት ኢትዮ-ቴሌኮም ንዓለም ለኸ ሰብ ሃፍቲ ንምቕራብ ዝዓለመ ምዃኑ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ጨረታ ምክፋል ዝደሊዩ ኩባኒያታት ዘይምለስ 20 ሺሕ ዶላርን መተኣማመኒን ኣብ ውሽጢ 13 መዓልታት ምቕራብ ከምዝኽእሉ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment