ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን ተመዲቦም።

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ቢሊንከን ኣብ ትዊተር ሕሳቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቶም ሓዱሽ ፍሉይ ልኡኽ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝህሉ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ተጠናኺሩ ኣብ ምቕፃል ዝገብርዎ ፃዕሪ ዕዙዝ ከምዝኸውን ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

ኣምባሳደር ዴቪድ ሳተርፊልድ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብምዃን የገልግሉ ምንባሮም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment