ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሕብረት ኣፍሪካን ቤት ምኽሪ ኣውሮፓን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ተዛቲዮም።

ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል፥ እቲ ኣኼባ ብሰንኪ እቲ ኲናት ንዘጋጠመ ሕፅረት ኣቕርቦት ምግቢ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ማኪ ሳል፥ ዩክሬንን ሩሲያን ንምጉብናይ ባህጊ ከምዘለዎም ነተን ሃገር ድሕሪ ምግላፆም ዝተኻየደ ከምዝኾነ ሓቢሮም።

እቲ ዑደት ዩክሬንን ሩሲያን ናብ ኣፍሪካ ዝልእኽኡ ዝነበራ ፈርያት ጥራ ምረ ንክቕፅላ ንምእማን ዘድሃበ ከምዝኾነ ምግላፆም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment