ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካ ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ማኪ ሳል ምስ ፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ሃገራት ኣፍሪካ ጎንፂ ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ፅዕንቶ ከምዘእተወን ንፕሬዚዳንት ቭላድሚር ፑቲን ኣብሪሆምሎም፡፡

ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል ቅድም ክብል ኣብ ዘውጽኡዎ መግለፂ፥ ምስ ፕሬዚዳንት ፑቲን ዝገብሩዎ ዘተ ተቛሪፁ ዝነበረ ፍርያት እኽሊን ዘበናዊ ዱኽዒን ናብ ኣፍሪካ ንኸኣቱ ዝዓለመ ከምዝኾነ ገሊፆም ኢዮም፡፡

ኣብ ሞንጎ ሩሲያን ዩክሬንን ዘሎ ጎንፂ ንምፍታሕ ዘኽእል ልዝብ ከምዝገብሩ ምግላፆም እውን ሲጂቲኤን ኣብ ፀብፃቡ ኣመልኪቱ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment