ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓወትቲ ማራቶን ለንደን 2023 ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ  ማራቶን ለንደን 2023 ትውልደ ኢትዮጵያ ኔዘርላንዳዊት ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኬንያዊ ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓዊቶም።

ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት መገርቱ ዓለሙ ካልአይቲ እንትትወፅእ÷ ኬንያዊት ኣትሌት ፔሬስ ጄፕቺርቺር ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡

ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ታምራት ቶላ 3ይ ደረጃብመሓዝ ውድድሩዛዚሙ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

Comments (0)
Add Comment