ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ከምዘለዉ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ።

ኣብቲ ኮሚሽን በዓል ሞያ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃብቱ ማሞ፥ እቲ ዕድል ንምምላስ ምስ መንግስቲ፣ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ስቪክ ኣብያተ ምኽሪን ካልኦትን ዝግበሩ ፃዕሪታት ከምዘለዉ ተዛሪቦም።

መንግስቲ  ፌዴራልን ህወሓትን ስምምዕነት ሰላም ድሕሪ ምግባሮም ልዑል ፍሰት ኢንቨስትመንት ይረአ ከምዘሎ ሓቢሮም።

ኣገዋ አንተጀሚሩ ድማ እቲ ፍሰት በዝበለፀ ከምዝውስኽ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment