ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሓምለ፣ 2013 ( ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ / ር እዮብ ተካልኝ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ሳፋሪኮም ኣንዋር ሶሳ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ፓርትነርሺፕ ፎር ኢትዮጵያ ሳፋሪኮም ሐዚ ዘለዎ ብርኪ ኩነታትን ንቐፃሊ ኣብ ዝፍፀሙ ስራሕቲን ብዝምልከት ተላዚቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment