ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዝኾነ ጣቢያ ባቡር ሰበታ ስራሕ ጀሚሩ።

ሚኒስትር ዴኤታ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዴንጌ ቦሩ፣ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ትራንስፖርት ባቡር ኢትዮ-ጂቡቲ ዶክተር ኣብዲ ዘነበን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ተረኺቦም።

ኣይተ ዴንጌ ቦሩ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናወሰኸ ዝመፅአ ፍሪያት ንግዲ ወፃኢን ኣታዊን ንምጉዕዓዝ እቲ ትራንስፖርት ባቡር ልዑል ግደ ኣለዎ ኢሎም።

ብፍላይ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣቲ ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ምጉዕዓዝን ንሓረስቶት ንክበፅሕ ኣብ ምግባርን ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment