ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ተዛቲዮም።

ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካው ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ወታደራዊ ርክብን ምትሕብባርን ንምጥንኻር ምስ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዘራሪቦም።

እቶም ኢታማዦር ሹም መበል 116ን መዓልቲ ሰራዊት ብኽብሪ ንምዕዳም ምስ በዓልቲ ቤቶም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታዎም ካብ ገፅ ሰራዊት ምክልኻል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment