ፋሲል ከነማ ንቡማሙሩ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ማጣሪያ ምስ ቡሩንዲያዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 3 ን ዐ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ።

ኣነብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ኣለም ብርሃን ይግዛው፣ ፈቃዱ ኣለሙን ታፈሰ ሰለሞንን ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን።

ናይ መልሲ ፀወታ ክልቲአን ጋንታታት 6 መስከረም 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

ፀላእትኻ ንምስዓር ብኹሉ ዓውዲ ኣብ ብቕዓት ምርካብ

Comments (0)
Add Comment