ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ ኣብ ዝተኻየደ መዛዘሚ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ትሕቲ 20 ዓመት 5 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምውፃእ ተዓዊተን፡፡ ኣትሌት ውብርስት ኣስቻለ ቀዳመይቲ ብምዃን ንሃገራ ሜዳሊያ ወርቂ እንትተምፅእ÷ ኣይናዲስ መብራቴ 2ይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ነሓስ ከምኡ እውን ኣስማረች ኣንለይ 3ይቲ ብምውፃእ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂአን፡፡ ኣብቲ ውድድር ኢትዮጵያ 7 ሜዳሊያ ወርቂ ብሓፈሻ ድማ 23 ሜዳሊያታት ክትእክብ ክኢላ፡፡ #Ethiopia እዋናዊ…
Read More...

ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ ክዛዘም እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ ንዶላ እናተኻየደ ዝፀንሐ 2ይ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 18ን 20 ን ዓመት ሎሚ መዓልቲ ክዛዘም እዩ። ኣብ መዕፀዊ እቲ ሻምፒዮና÷ ሓሙሽተ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ብዝተፈላለዩ ርሕቐታት ክሳተፉ ኢዮም፡፡ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ፍፃመ ስጉሚ 5 ሺሕ ሜትሮ ትሕቲ 18 ዓመት ደቂ…

ተወዳዳሪ ስጉሚ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ንሃገሩ ወርቂ ኣምፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዛምቢያ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ውድድር ስጉሚ ትሕቲ 20 ዓመት ኢትዮጵያ ብኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ወርቂ ረኺባ፡፡ ኣትሌት ምስጋና ዋቁማ ብ10 ሺህ ሜትሮ ውድድር ስጉሚ ቀዳማይ ብምውፃእ ንሃገሩ ሜዳሊያ ወርቂ ኣምፂኡ፡፡ ኣብ ዛምቢያ ንዶላ÷ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ ትሕቲ 20 ን 18ን ዓመት እናተኻየደ ይርከብ፡፡…

ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንድሬዳዋ ከተማ 4 ን 1 ስዒራ። ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ንኽትዕወት መስፍን ታፈሰ፣ ሮቤል ተክለሚካኤል፣ ኣንተነህ ተፈራን ኣማኑኤል ዮሃንስን ሸቶታት እንተመዝግቡ ብሕታዊት ሸቶ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ያሲን ጀማል ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኢትዮጵያ ቡና ነጥባ 30 ብምብፃሕ ምስ…

ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሸት ኣብ ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተናሓናሕቲ ፅዋዕ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ጋንታታት ማንቼስተር ሲቲን ኣርሰናልን ሎሚ ምሸት ኣብ ስታዲየም ኢትሃድ ክራኸባ ኢየን። ኣብቲ ፀወታ ጋንታ ኣርሴናል ካብ ተኸታሊታ ማንቼስተር ሲቲ ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ንምስፋሕን ድሕሪ 19 ዓመት ፅዋዕ እቲ ሊግ ንምዕታርን ፀወታኣ ክተካይድ ኢያ፡፡ ንሰለስተ ፅዋዕ እናተነሓነሐት…

ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓወትቲ ማራቶን ለንደን 2023 ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ  ማራቶን ለንደን 2023 ትውልደ ኢትዮጵያ ኔዘርላንዳዊት ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ኬንያዊ ኣትሌት ኬልቪስ ኪፕተምን ተዓዊቶም። ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት መገርቱ ዓለሙ ካልአይቲ እንትትወፅእ÷ ኬንያዊት ኣትሌት ፔሬስ ጄፕቺርቺር ሳልሰይቲ ወፂኣ፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ድማ ኢትዮጵያዊ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኣልማዝ ኣያናን ዝሳተፉሉ ማራቶን ለንደን ዝቕፅል ሰንበት ካካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓበይቲ ኣትሌታት ዝነሓንሑሉ ማራቶን ለንደን 2023 ዝቕፅል ሰንበት 15 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ። ኣብቲ ውድድር ብደቂ ተባዕትዮ ቀነኒሳ በቀለ ዝካፈል እንትኸውን÷ ክዕወቱ ኢዮም ዝብል ግምት ካብ ሞንጎ ዝተውሃቦም ሓደ ኢዩ፡፡ ቀነኒሳ በቀለ ኣብቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 1 ደቒቓን 41 ሰከንድን ብምጉያይ ካልኣይ…