ስፓርት

ስፓርት

ፋሲል ከነማ ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈላማይ ውድድር ቅድመ መፃረዪ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ምስ ቡሩንዳዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ ናብ ዝቕፅል ዙር ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ፋሲል ከነማ ሎሚ መዓልቲ ናይ መልሲ ፀወታኣ 1 ን 0 ትሰዓር እምበር ብድምር ውፅኢት 3 ን 1 ብምስዓር ናብ ዝቕፅል ዙር ሓሊፋ። ኣብ ባህርዳ ኣብ ዝተኻየደ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ÷ ፋሲል ከነማ 3 ን 0 ምስዓራ ይዝከር። እታ ጋንታ ኣብ ካልኣይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ምስ ቱኒዚያዊት ጋንታ ሴፋክሲን ክትራኸብ ኢያ። እዋናዊ ሓበሬታ…
Read More...

ምድብ ድልድል ውድድር ቻን 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ዕላዊ ክኸውን ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ትሳተፈሉ ምድብ ድልድል ውድድር ኮንፌዴሬሽን ኣፍሪካ ቻን 21 መስከረም 2015 ዓ.ም ዕላዊ ክኸውን ኢዩ። ባኣሰናዳእነት ኣልጄሪያ ዝካየድ ውድድር ቻን፤ ንፈለማ እዋን ቁፅሪ ተሳተፍቲ ዝዓበየ እንትኸውን÷ ኣብ ሞንጎ 18 ሃገራዊ ጋንታታት ካብ 5 ክሳብ 27 ጥሪ 2015 ዓ.ም ክካየድ ኢዩ፡፡ በቢከባቢኡ ኣብ…

ኢንስትራክተር ኣብርሃም መብራቱ በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ጋንታ ባህርዳር ከነማ ኢንስትራክተር ኣብርሃም መብራቱ በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ ኮይኖም ተሸይሞም። እቶም ኣሰልጣኒ ፊፋ ንበዓል ሞያ ቴክኒክ ዘቕረቦም መለክዒታት ብምሕላፍ፥ ከከምኩነታቱ ዝሕደስ ኩንትራት ክልተ ዓመት በዓል ሞያ ቴክኒክ ፊፋ ኮይኖም። ኢንስትራክተር ኣብርሃም፥ ኣብ ኣፍሪካ ላዕለዋይ ኢንስትራክተርነት፣…

ፋሲል ከነማ ንቡማሙሩ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቅድመ መፃረዪ ፀወታ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ኣፍሪካ ማጣሪያ ምስ ቡሩንዲያዊት ጋንታ ቡማሙሩ ዝተፃወተት ጋንታ ፋሲል ከነማ 3 ን ዐ ብዝኾነ ውፅኢት ተዓዊታ። ኣነብ ስታዲየም ባህርዳር ዝተኻየደ ፀወታ ኣለም ብርሃን ይግዛው፣ ፈቃዱ ኣለሙን ታፈሰ ሰለሞንን ፋሲል ከነማ ተዓዊታ ዝወፅአትለን ሽቶታት ኣመዝጊቦምወን። ናይ መልሲ…

ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጎይተቶም ገብረስላሴ ካብ ጋንታ ኢትዮ ኤሌክትሪክ 300 ሺኸሕ ብር ሽልማት ተበርኪቱላ። ጋንታ ስፖርት ኢትዮ ኤሌክትሪክ÷ ኣብ ዝተፈላለዩ ውድድራት ልዑል ውፅኢት ንዘመዝገቡ ስፖርተኛታት መበረታትዒ ሽልማት ኣበርኪቱ። ኣብ ሆቴል ስካይ ላይት ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ሽልማት፥ ዕዙዝ ውፅኢት ንዘመዝገቡ ስፖርተኛታት…

ዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ሓዱሽ ዓመት ህያብ ኢዩ – ኣይተ ኢሳያስ ጅራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ተዓዊታ ናብ ውድድር ፅዋዕ ቻን ምሕላፋ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ናይ ሓዱሽ ዓመት ህያብ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣይተ ኢሳያስ ጅራ ገሊፆም። ንሃገራዊት ሩዋንዳ ብምስዓር ኣብ ታሪኻ ንሳልሳይ ግዘ ናብ ውድድር ቻን ዝሓለፈት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ÷ ትማሊ ለይቲ ኣዲስ ኣበባ እንትትኣቱ…

ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ መተሓሳሰቢ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሽም ዘርኢን ብሃይማኖትን ዝፅዋዓ ጋንታታት መመሓየሺ ሽም ንኽገብራ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። ኣብ ትሕቲ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝሳለጡ ናይ ሊግ ውድድራት እዋን ዝውውር ዝኽፈተሉ መዓልቲ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ብመሰረት እዚ ፕሪሜርሊግ ደቂ ኣንስትዮን ላዕለዋይ ሊግ ደቂ ኣንስትዮን 2015 ዓ.ም፣…