ስፓርት

ስፓርት

ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ምርጫ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣ ሚኒስትር ዴኤታ ባህልን ስፖርትን መስፍን ቸርነትን ካልኦት ተወከልቲ ፊፋን ካፍን ተሳቲፎም። ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ መደባት 2014 ዓ.ም ብዝምልከት ዘተ ተገይሩ። ኣብቲ ጉባኤ ፕሬዚዳንትን ኣባላት ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕን ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያፅባሕ ምርጫ ከምዝካየድ ካብቲ ፌዴሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ…
Read More...

ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ውድድር ቻን ዝሳተፍ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ታኒዛኒያ ከምርሕ ኢዩ። እቲ ጋንታ ምስ ሩዋንዳ ቀፃሊ ዕለተ ዓርቢ ክጋጠም ኢዩ ተባሂሉ። ካልኣይ ፀወትኡ 29 ነሓሰ ኣብ ሩዋንዳ ከምዘካይድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦…

ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብራዚልን ኣርጀንቲናን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ፍርቂ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም። ኣብቲ ውድድር ደቂ ተባዕቲዮ ኣሰፋ በቀለ ብ1 ሰዓትን 3 ደቂቓን 52 ሰከንድን ብምእታው ቀዳማይ ብምኻነ ተዓዊቱ። ብደቂ ኣኒስቲዮ ድማ መስታወት ፍቅሬ 1 ሰዓትን 13 ደቒቓን 4 ሰከንድን በምእታው ቀዳመይቲ ወፂኣ።…

መፃረዪ ድልድል ትሕቲ 23 ዓመት ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2023 ዝካየድ መፃረዪ ድልድል ትሕቲ 23 ዓመት ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ ኢትዮጵያ ኣብ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ውድድር ምስ ዴሞክራቲክ ኮንጎ ተመዲባ። ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዙር እንተሓሊፋ ኣብ ካልኣይ ዙር መስ ኣልጄሪያ ከምእትጋጠም ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…

መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም ትሕቲ 20 ዓመት ሳልሳይ ደረጃ ንዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን ተሳሊጡ። ኣብ ኮሎምብያ ከተማ ካሊ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ዓለም 3ይ ደረጃ ዝሓዘ ልኡኽ፤ ትማሊ ናብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። እቲ ጉጅለ ሎሚ…

ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ለይቲ ኣብ ዝነበረ ውድድር መሰናክል 3 ሺሕ ሜትሮ ዳይመንድ ሊግ ሞናኮ ኣትሌት ወርቅውሃ ጌታቸው ተዓዊታ። እታ ኣትሌት ነቲ ውድድር ብ9 ደቒቓን 6 ሰከንድን 19 ማይክሮ ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ቀዳመይቲ ወፂኣ። ኣትሌት ዘርፌ ወንድማገኝ ድማ 9 ደቒቓ 6 ሰከንድን 63 ማይክሮ ሰከንድን ብዝኾነ ውድድራ ብምዝዛም ካልአይቲ…

ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ፓትሪስ ሞትሴፔ ምስ ፊፋ መዘነኦም ጂያኒ ኢንፋንቲኖ ብምዃን ውድድር ሱፐር ሊግ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ገይሮም። እቲ ውድድር ዕላዊ ኣብ ዝኾነሉ እዋን ቀዳማይ ሚኒስትር ታንዛኒያ ቃሲም ማጃሊዋ ተረኺቦም፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተውፃእፅኣ 24 ጋንታታት ዘሳትፍ እቲ ውድድር÷…