ኣምባሳደር ሂሩት ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉይ መልእኽተና ቤልጂየም፣ ብራስለስን በዓልቲ ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ሂሩት ዘመነ ደብዳበ ሽመተን ንፕሬዚዳንት ሕብረት ኣውሮፓ ኡርሱላ ቮን ደር ሌይን ኣቕሪበን።

እዋና ዊኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዘተ ከምዝገበራ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment