ኣቮካዶን ፓፓያን ብምድቓል ኣብ ቀፃሊ ዓመት ንሰደድ ወፃኢ ንምቕራብ ዘኽእል ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣቮካዶን ፓፓያን ብምድቓል ኣብ ቀፃሊ ዓመት ንሰደድ ወፃኢ ንምቕራብ ዘኽእል ዓቕሚ ይፍጠር ኣሎ ክብሉ ቀዳማያይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳምይ ሚኒስትር እብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ፥ ኣብ ዝቕፅል ዓመት ንሰደድ ወፃኢ ዝቐርቡ ፍሪያታት ንምብፃሕ ልዑል ዓቕሚ ተራእዩ ኢዩ ኢሎም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment