ሉሲታት ሎሚ ምስ ናይጀሪያ መዘነአን ክፃወታ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ምስ ናይጀሪያ መዘናኣ ሎሚ መዓልቲ ክትፃወት ኢያ፡፡

ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ቀትሪ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ከምዝካየድ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ሉሲታት ነቲ መፃረዪ ፀወታ ንዝሓለፉ ሽዱሽተ መዓልቲታት ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ምድላው እናገበራ ምፅነሐን ይፍለጥ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment