መንግስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ደቡብ ሱዳን ኣፋኒዉ ዝብል ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ደቡብ ሱዳን ኣፋኒዉ ዝብል ሓበሬታ ሓሶት ከምዝኾነ መፃረዪ ሓበሬታ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ።

እቲ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ዝገለፀ እቲ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን፥ እቲ ናይ ሓሶት ፕሮፓጋንዳ ብጁንታ ህወሓት ዝተቐነባበረ ከምዝኾነ ኣብሪሁ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment