ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ተፈላሊየብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 22 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝተራኸባ ጋንታታት ኢትዮጵያ ቡናን መቻልን ሓደ ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን፡፡

ናይ ጋንታ ኢትዮጵያ ቡና ሸቶ ኣማኑኤል ኣድማሱ እንተመዝግባ፤ ምንይሉ ወንድሙ ድማ ብፍፁም ቅላዕ ንመቻል ኣመዝጊቡ፡፡

መርሃ ግብሪ እቲ ፕሪሚየር ሊግ እንትቕፅል ምሸት ሰዓት 1 ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ ምስ ሲዳማ ቡና ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment