ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንዩክሬን ነዊሕ ርሕቐት ዝውንጨፉ ባለስቲክ ምሳኤላት ከምዝሃበታ ተገሊፁ።

ዩክሬን ነቲ ሚሳኤል ብውሑዱ ሓደ ግዘ ምጥቃም ከምዝጀመረት ሰብ መዚ ኣሜሪካ ምርግጋፆም ተሓቢሩ።

እቶም ኣፅዋራት ኣብ ወርሒ መጋቢት ብፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ናይ ዝፀደቐ ሓገዝ 300 ሚሊየን ዶላር ኣካል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ወርሒ ሚያዚያ ናብ ዩክሬን ከምዝበፅሐ ድማ ተገሊፁ።

ባይደን ኣብዚ ሐዚ እዋን ተወሳኺ ንዩክሬን ዝኸወን ሓገዝ 61 ቢሊየን ዶላር ምፍራሞም ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment