ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾ ተዛቲየን፡፡

ሓፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾነት ከተማ ሊዮን ብተወሳኺ፤ ምስ ካልኦት ከተማታት ፈረንሳይ ኣብ ቱሪዝም ከተማ ብሓባር ዝስረሐሎም ጉዳያት ከምዝተዛተያ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ካልኦት ዓውዲታት ብሓባር ኣብ ዝስረሐሎም መገዲታት ከምዝተመያየጣ ተገሊፁ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

Comments (0)
Add Comment