ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላትን ውልቀ ሰባትን ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ፦
- ሜድሮክ ቴክኖሎጂ ግሩፕ – 20 ሚሊየን ብር
- ባንኪ ዳሽን – 10 ሚሊየን ብር
- ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል -10 ሚሊየን ብር
- ኢንተርናሽናል ባንኪ ኦሮሚያ – 5 ሚሊየን ብር
- ኣዋሽ ኢንሹራንስ – 3 ሚሊየን ብር
- ባንኪ ኣባይ – 3 ሚሊየን ብር
- ግሎባል ባንኪ ደቡብ – 2 ሚሊየን ብር
- ሆራ ትሬዲንግ – 2 ሚሊየን ብር
- ትራኮን ትሬዲንግ – 1 ሚሊየን ብር
- ሳንታማሪታ – 1 ሚሊየን ብር
- ኢየሩሳሌም መታሰቢያ ድርጅት – 200 ሺህ ብር
- ቲ ኬ ፒ.ኤል.ሲ – 50 ሺህ ብር ድጋፍ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!