ስፓርት

ስፓርት

ኣብ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ማይጨው ብምኽንያት በዓል ጥምቀት 10 ኪሎ ሜትር ዝሸፈነ ውድድር ዓብዪ ጉያ ክልቲኡ ፆታ ተሳሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ብደቂ ተባዕትዮ ብርሃኑ ሰለሙን ካብ ከተማ ማይጨው፣ ጌታቸው ባይርኡ ካብ ማእኸል መሰልጠኒ ኣትሌቲክስ መንደር ከተማ ማይጨውን መለስ ሃፍቱ ካብ ወረዳ እንዳመኾኒ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምዃን ተዓዊቶም። ብደቂ ኣንስትዮ ድማ፥ ካብ ከተማ ማይጨው ኣትሌት በለጡ ኣለማዮህ፣ ኣትሌት ኣሰፉ ኣብርሃን ኣትሌት ዝማም ባራኺን ካብ ቀዳማይ ክሳብ ሳልሳይ ብምውፃእ ውድድረን…
Read More...

ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ፅዋዕ ኣፍሪካ ኢኳቶሪያል ጊኒ ኣብ ልዕሊ ጊኒ ቢሳውን 4 ን 2 ተዓዊታ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ናሚቢያን ማሊን ዓወት ቀኒዑወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ናሚቢያን ማሊን ንመጋጥምተን ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊበን፡፡ ኣብ ምድብ 5 ዝርከባ ናሚቢያን ቱኒዚያን ዝገበረኦ ፀወታ ብዓወት ናሚቢያ 1 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ፡፡ ንናሚቢያ ተዓዋቲት ዝገበረት ሸቶ ሆቶ ኣብ መበል 88 ደቒቕ ኣመዝጊቡዋ፡፡ ኣብዚ ምድብ ዝርከባ ሃገራውያን…

ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ኣብ ዝተኻየረ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ቡርኪናፋሶ ኣብ ልዕሊ ሞሪታኒያ 1 ንባዶ ተዓዊታ። በርትራንድ ትራኦሬ ኣብ መበል 96 ደቒቓ ብዘቑፀራ ብሕታዊት ሸቶ ኢያ ቡርኪናፋሶ ክትዕወት ክኢላ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርጀንቲናዊ ኮኸብ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ ፊፋ እዚ ዓመት ብምዃን ተሓርዩ። ትማሊ ለይቲ ኣብ ከተማ ለንደን ኣብ ዝተኻየደ መረፃ ብሉፃት ተፃወትቲ ፊፋ 2023÷ ኣርጀንቲናዊው ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ሊዮኔል ሜሲ ብሉፅ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ። ኣብቲ ውድድር ተፃዋታይ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ኤርሊንግ ሃላንድ ካልኣይ…

ኣብ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምስ ጊኒ ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራውያ ጋንታታት ካሜሮን ምስ ጊኒ  ከምኡ እውን ኣልጄሪያ ምስ ኣንጎላ ዝገበረኦ ፀወታ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተፈላሊየን። ትማሊ ምሸት ሰዓት ክልተ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካሜሮንን ጊኒን 1 ን 1 ማዕረ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ብሕታዊት ሸቶ ካሜሮን ማሪ ማግሪን እንተመዘግባ፤ ብወገን ጊኒ ድማ…

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ጋና እንትትሰዓር ግብፂ ማዕረ ተፈላሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ምሸት አኣብ ዝተኻየደ መበል ካልኣይ መዓልቲ ፀወታታት ፅዋዕ ጋና ብኬፕ ቨርዴ እንትትሰዓር ግብፂን ሞዛምቢክን ብማዕረ ውፅኢት ተፈላሊየን። ምሸት ሰዓት 2 ኣብ ምድብ ክልተ ዝርከባ ሃገራውያን ጋንታታት ግብፂን ሞዛምቢክን ዝገበረኦ ፀወታ 2 ን 2 ማዕረ ብዝኾነ ውፅኢት ተዛዚሙ። መርሃ ግብሪ ፀወታ ምድብ 2 ምሸት ሰዓት 5…