Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ሳን ዲያጎ ዌቭ እናተፃወተት ትርከብ ትውልደ ኢትዮጵያዊት ናኦሚ ግርማ ተዓዋቲት ሽልማት ብሉፃት ተፃወትቲ 2023 ኣሜሪካ ኮይና፡፡ በዚ ድማ ጓል 23 ዓመት ኦሚ ኣብ ታሪኽ ኩዕሾ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ኣሜሪካ ፈላመይቲ ተኸላኻሊትን ካለአይቲ ፀላምን ተዓዋቲት ብልፅቲ ተፃዋቲት ክትከውን ክኢላ፡፡ ናኦሚ ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዘካየደቶም 16 መፃረዪ ፀወታታ ፅዕ ዓለም ፊፋ ክፍሊ ምክልኻል እታ ሃገራዊት ጋንታ ብብቕዓት ምምራሓ ተገሊፁ፡፡ ናኦሚ…
Read More...

ኣብ ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታት ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣሰናዳእነት ኮትዲቯር ዝካየድ ፅዋዕ ኣፍሪካ 2023 ዝሳተፋ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ጋንታታ ናብ ኣቢጃን ይኣትዋ ኣለዋ፡፡ ትማሊ ምሸት ሻምፒዮና ፅዋዕ ኣፍሪካ ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ ኮትዲቯር ዝኣተወት እንትትከውን÷ ፕሬዚዳንት እታ ሃር ማኪ ሳል ምስቲ ጉጅለ ልኡኽ ናብ ኣቢጃን ኣቲዮም፡፡ ሃገራዊት ጋንታ ግብፂ እውን ቅድሚ…

ፍራንዝ ቤከንባወር ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮኸብ ተፃዋታይ ኩዕሾ እግሪ ምዕራብ ጀርመንን ጋንታ ባየርሙኒክን ፍራንዝ ቤከንባወር ኣብ 78 ዓመቱ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዩ። ቤከንባወር ጀርመን ብ1974 ፅዋዕ ዓለም እንትተልዕል ንሃገራት ጋንታኡ ብኣምበልነት ክመርሕ ዝኸኣለ እንትኸውን÷ ኣብ 1990 ድማ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ጀርመን ብምዃን ፅዋዕ ዓለም ከልዕል…

ኣብ ማራቶን ዱባይ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማራቶን ዱባይ 2024 ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ኣትሌት ኣዲሱ ጎበና እንትዕወት÷ ለሚ ዱሜቻ 2ይ፣ ደጀኔ መገርሳ 3ይ ከምኡ እውን ኣብዲ ፉፋ 4ይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሞም፡፡ ኣትሌት ኣንተን ኣየሁ ዳኛቸው 6ይ፣ ሌንጮ ተስፋዬ 8ይ፣ ባየልኝ ተሻገር 9ይን…

ጋንታ ፋሲል ከነማ ንጋንታ ድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ስዒራታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ታሕሳስ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 9ይ ሰሙን ፕሪሚየር ሊግኢትዮጵያ  ጋንታ ፋሲል ከነማ ንድሬዳዋ ከተማ 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ጋንታ ፋሲል ከነማ ንኽትዕወት ጌታነህ ከበደን ናትናኤል ገብረጊዮርጊስን ሸቶታት ኣመዝጊቦም፡፡ እቲ ውፅኢት ስዒቡ ድማ ፋሲል ከነማ ነጥባ ናብ 15 ክብ ብምባል ኣብ 5ይ ደረጃ እንትትቅመጥ÷ ጋንታ…

ሜሲ ዝኽደና መፍለዪት ቁፅሪ 10 ማሊያ ካሊእ ተፃዋታይ ከምዘይክደና ኣርጀንቲና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ሜሲ ኩዕሾ እግሪ ምፅት ጠጠው ምሰበለ ንሱ ዝኽደና 10 ቁፅሪ መፍለዪት ማልዩኡ ንኻሊእ ተፃዋታይ ከምዘይትወሃብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣርጅንቲና ኣፍሊጡ፡፡ ፕሬዚዳንት እቲ ፌዴሬሽን ክላውዲዮ ታፒያ÷ “ናይ ሊዮኔል ሜሲ 10 ቁፅሪ ንዘላለም ተኸቢሩሉ ክነብር ኢዩ፤ ንሕና ንዑኡ ክንገብረሉ ንኽእል ንኡሽተይ ነገር እዚ ኢዩ”…

ኡጋንዳዊ ኣትሌት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኡጋንዳዊ ኣትሌት ቤንጃሚን ኪፕላጋት ኣብ ኬንያ ኣብ ውሽጢ መኪና ህይወቱ ሓሊፉ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ሰለስተ ውድድራት ኦሎምፒክ ብ3 ሺሕ መሰናኽል ንሃገሩ ዝወከለ ኣትሌት ኪፕላጋት÷ ኣብ ክሳዱን ኣፍ ልቡን ብበኪሕ ነገር ተወጊኡ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፖሊስ ኬንያ ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 34 ዓመት ኪፕላጋት ፍሉጣት ኣትሌታት…