ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 09 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ኣሳሊጦም።

ኣብቲ ዑደት ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ፌዴሪኢ ጀነራል ኣደም መሓመድን ምክትል ኤታማዦር ሹም ብርሃኑ ጁላን ሓዊሱ ካኦት ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተረኺቦም።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment