ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ክልል ዓፋር ኣብዛ ሃገር ዘሎ ለውጢ ብምድጋፍ ሰለማዊ ሰልፍታት ተሳሊጦም።

እቶም ሰልፍታት ኣብ ወረዳ ሃንሩካ፣ በያሎ፣ ፍሉይ ወረዳ ኣርጎባን ኣዋሽ ሱባህ ኪሎን ዝተሳለጡ ኢዮም።

እቲ ትማሊ ዝተሳለጠ ሰልፊ፥ “ምዕባለ ኢትዮጵያ ምዕባለ ዓፋር ኢዩ፣ ትኽክለኛ ፌዴራሊዝም ብምዕባለ ይረጋገፅ” ዝብሉ ጭርሖታት ዝሓዘ ኢዩ።

Comments (0)
Add Comment