ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዓል ፍቼ ጫምባላላ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ተኸቢሩ።

ኣብቲ ስነስርዓት ብዓል፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ፌዴራል፣ ክልል ሲዳማን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ተረኺቦም።

ብተወሳኺ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብሩ ተወለድቲ እቲ ክልልን ካልኦት ክፋላት ማሕበረሰብን ከምዝተረኸቡ ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ክልል ሲዳማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

Comments (0)
Add Comment