ስፓርት

ስፓርት

መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ ምብራህ ሽግ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ኣብ ከተማ ቦንጋ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ትወዳደር፣ ተወዳዲራ እውን ትተዓወት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ፕሬዚዳንት ኮሚቴ ኦሎምፒክ ኢትዮጵያ ኣሸብር ወልደጊዮርጊስ (ዶ/ር)፣ ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ረዳት ኮሚሽነር ደራርቱ ቱሉን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ክልል ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያን ተረኺቦም። እቲ መርሃ ግብሪ ቅድም ክብል ኣብ ከተማ መቐለ፣ ደሴ፣…
Read More...

ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ካብ ሪያል ማድሪድን ባየርሙኒክን ንፍፃመ ትሓልፍ ጋንታ ሎሚ መዓልቲ ክትፍለ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ጋንታታት ሪያል ማድሪድን ባየርሙኒክን ዝገብረኦ ናይ መልሲ ንሕንሕ ትፅቢት ይግበረሉ። ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ሪያል ማድሪድ ሳንትያጎ ቤርናቢዩ ዝካየደ ፀወታ÷ ንፍፃመ ትሓልፍ ጋንታ ክትፍለየሉ ኢያ፡፡ ኣብ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ኣብ ስታዲየም ኣሊያንዝ ኣሬና 2…

ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትሙንድ ንፍፃመ ሓሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ናብ ፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ዝተኻየደ ናይ መልሲ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴይንት ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ) ብጀርመናዊት ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ 1 ን 0 ተሳዒራ፡፡ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ፒ ኤስ ጂ ፓርክ ዴስ ፕሪንስ ኣብ ዝተኻደ ፀወታ ዶርትሙንድ 1 ን 0 ብምስዓር ናብ ፍፃመ ፀወታ…

ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ሎሚ ምሸት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንፍፃመ ንምሕላፍ ኣብ ዝካየድ ናይ መልሲ ፀወታ ፈረንሳዊት ፓሪስ ሴን ዠርሜ (ፒ ኤ ሲ ጂ)ን ጀርመናት ጋንታ ቦሩሲያ ዶርትሙንድ ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። እቲ ፀወታ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡00 ኣብ ሜዳ ፒ ኤስ ጂ ፓርክ ዴስ ፕሪንስ ክካየድ ኢዩ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ቀዳማይ…

ጁለን ሎፔቴጉይ ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ንምዃን ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስፔናዊ ኣሰልጣኒ ጁለን ሎፔቴጉይ ኣብ መወዳእታ እዚ ውድድር ዓመት ኣሰልጣኒ ጋንታ ዌስትሃም ዩናይትድ ንምዃን ተስማዕሚም፡፡ እቲ ስምምዕነት ተፈፃሚ እንድሕር ኮይኑ ድማ ወዲ 57 ዓመት ነበር ኣሰልጣኒ ጋንታ ዎልቭስ ዳግም ናብ ፕሪሚየር ከምዝምለሱ ትፅቢት ይግበር፡፡ ኣሰልጣኒ ዌስትሃም ዴቪድ ሞይስ÷ እታ ጋንታ ኣብ ዝሓለፉ…

ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ዶርትመንድን ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ክጋጠማ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀርመናዊት ጋንታ ቦርሺያ ዶርትመንድን ፈረንሳዊት ጋንታ ፓሪስ ሴንት ጀርሜይንን ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ቀዳማይ ዙር ፀወተአን ሎሚ ምሸት ከካይዳ ኢየን፡፡ እቲ ፀወታ ምሸት ሰዓት 4 ኣብ ሜዳ ዶርትመንድ ሲገናል ኤዱና ፓርከ ዝካየድ እንትኸውን÷ ናይ መልሲ ፀወታ ድማ ኣብ ፓሪስ ፓርክ ደ ፕሪንስ ክካየድ…