Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ሎሚ መዓልቲ ምሸት ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ውሮፓ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ምሸት ኣብ ዝካየድ ቀዳማይ ዙር ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ሻምፒየንስ ሊግ ውሮፓ ጋንታታት ባየርን ሙኒክን ሪያል ማድሪድን ክነሓንሓ ኢየን፡፡ ሎሚ ምሸት ካብ ሰዓት 4:00 ጀሚሩ ኣብ ሜዳ ባየር ሙኒክ ኣሊያንዝ ኣሬና ዝካየድ እንትኸውን÷ ናይ መልሲ ፀወታ ድማ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ሜዳ ሪያል ማድሪድ ሳንትያጎ ቤርናባው ክካየድ ኢዩ። ክልቲአን ጋንታት ኣብ ሻምፒዮንስ ሊግ ቅድሚ ሕዚ 26 ግዘ ተራኺበን ዝተፃወታ እንትኾና÷ ጀርመናዊት ጋንታ ባየርን ሙኒክ 12 ግዘ ብምስዓር ዝሐሸ ክብረወሰን…
Read More...

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ማራቶን ማድሪድ ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስፔን ማድሪድ ኣብ ዝተሳለጠ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ተዓዊቶም። ብደቂ ተባዕቲዮ፥ ኣትሌት ምትኩ ጣፋ 2 ሰዓትን 8 ደቒቓን 58 ሰከንድን ብምእታው ተዓዊቱ። ኣትሌት ፍቅሬ በቀለ ድማ ካልኣይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሩ ዛዚሙ። ብደቂ ኣንስቲዮ፥ ቦንቱ በቀለ ካልኣይ፣ ቀበና ጫላ ሳልሳይ ደረጃ…

ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ንኖቲንግሃም ፎረስት 2 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ። ሰዓት 12:30 ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተጫወተት ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ወሳኒ ሰለስተ ነጥቢ ሒዛ ተመሊሳ። በዚ ድማ ሓደ ተስተኻኻ ፀወታ እናተረፋ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ጋንታ ኣርሰናል ዘለዋ አፈላላይ ነጥቢ…

ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ብዓወት ጋንታ ኣርሰናል ተዛዚሙ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ0፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ትፅቢት ዝተገበረሉ ፀወታ ለንደን ደርቢ ኣርሰናል ንቶተንሃም 3 ን 2 ብዝኾ ውፅኢት ስዒራ፡፡ ካብ ሰዓት 10 ጀሚሩ ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ÷ ኣርሰናልን ንኽትዕወት ቡካዮ ሳካ፣ ካይ ሃቨርተስን ሆይቤር (ኣብ ናይ ባዕሉ ሸቶ)ን ኣመዝጊቦምወን፡፡ ንቶተንሃም ካብ ስዕረት ዘየድሐና ሸቶታት ድማ÷…

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዚያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣብ ዳይመንድ ሊግ ሻንጋይ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊተን። ኣብ ውድድር 5 ሺሕ ሜትሮ፥ ኣትሌት መቅደስ ዓለምሸት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ኣትሌት ኣያል ዳኛቸው፣ ለተሰንበት ግደይን ውብርስት ኣስቻለን ብቕደም ሰዓብ ካብ ካልኣይ ክሳብ ራብዓይ ደረጃ ብምሓዝ…

ኣትሌት መዲና ኢሳ ብትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ሰይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት መዲና ኢሳ ኩባኒያ ኣዲዳስ ኣብ ዘሰናደኦ ትሕቲ 20 ዓመት ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትሮ ክብረ ወሰን ዓለም ብምስባር ተዓዊታ። እታ ጓል 19 ዓመት ኣትሌት፥ ነቲ ርሕቐት ብ14 ደቒቓን 38 ሰከንድን ብምዝዛም ኢያ ተዓዊታ። ኣትሌት መልክናት ውዱ ካልአይቲ፣ ፎቲየን ተስፋይ ሳልሰይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድረን ዛዚመን።…

ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ባህልን ስፖርትን ኣብ ኢንተርናሽናል ስታዲየም ኣቃቂ ዑደት ኣሳሊጦም። ኣባላት እቲ ልኡኽ፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ማእኸላት ህንፀት ስፍራታት ስፖርትን ስብእና መናእሰይን መርኣዮም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ…