ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ።

ነቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክሊ ሃገራዊ ምርጫ ምዝታይ፣ ኣብ ከይዲ እቲ ምርጫ ዘለዎም እታዎትን ርእይቶን ምቕባል ዝብል ኣካል እቲ ዘተ ኢዩ ተባሂሉ።

ብተወሳኺ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶ፣ ኣሰራርሓን ኣንፈታት መምርሒን ምቕማጥ ኣብ ዝብል እውን ክላዘቡ ኢዮም።

እቲ ቦርድ ቀፃሊ ሃገራዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘለዎ ቀንዲ ቀንዲ ተግባራትን ዝፍፀመሉ እዋንን ብዝምልከት እውን ገለፃ ገይሩ።

ብለይኩን ዓለም

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

Comments (0)
Add Comment