ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዚያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብምኽንያት ኮቪድ19 ክይወቶም ዝሰኣኑ ሰባት ቁፅሪ 3 ሚሊየን በፂሑ።

ብብርኪ ዓለም 139 ሚሊየን 710 ሺሕን 707 ሰባት በቲ ቫይረስ እንትተሓዙ፥ ሰለስተ ሚሊየን ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ፡፡

ብኻሊእ መዳይ 118 ሚሊየን 763ሺሕን 479 በቲ ቫይረስ ተለኺፎም ዝነበሩ ሰባት ድሒኖም ኢዮም፡፡

ኣሜሪካ፣ ህንዲ፣ ብራዚል፣ ፈረንሳይን ሩሲያን እቲ ቫይረሱ ብብዝሒ ካብ ሞንጎ ዝተስፋሕፈሐለን ሃገራት ኣብ ቕድሚት ተሰሪዐን ይርከባ፡፡

ፍልፍል፡- ዎርልድ ኦ ሜትር

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment