ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ 6ይ ዙር እዋን መረፃ 1ይ ዘበን ስራሕ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ የካይድ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ጉባኤኡ፥ ኣፈ ጉባኤን ምክትል ኣፈ ጉባኤን፣ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልልን ካቢኔታትን ክሾም ኢዩ ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment