ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንብሄራዊ ኮሚሽን ዘተ ብፍሉይ ኩነታት ክድግፋ ይግባእ ተባሂሉ።

ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ዘተ ክኣቲ ኢዩ ዝተብሃለ እቲ ኮሚሽን፥ ክሳብ ሐዚ ዝነበሮ ከይዲን ተቐባልነትን እወንታዊ ከምዝኾነ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ዘዘራረቦም ኮሚሽነራት ተዛሪቦም።

ዋና ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ፀገማት ብእዋንን ቅልጣፈን ብምፍታሕ ናብ ሓድነት ምምፃእ የድሊ ኢሎም።

ኮሚሽነር ዶክተር ዮናስ ኣዳዬ ብግደኦም፥ እቲ ዘተ አንትጅመር ዝፍጠሩ ዓንቀፍቀፋት ንከይህልዉ ትካላት ቅድሚት ክስርዓ ኣለወን ኢሎም።

ዩኒቨርሲቲታት፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሲቪክ ማሕበራትን ነቲ ኮሚሽን ደገፍ ንምግባር ኣፍደገአን ክፍቲ ክገብራ ከምዘለወን ተዛሪቦም።

ብሃይማኖት ወንድራድ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment