ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ኮይነን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ካምቤላ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምጥያሽ መንግስቲ ወይዘሮ ባንቺኣየሁ ድንገታ ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ገይሩ ሾይሙ።

እተን ዝተሾማ ሓዳሽ ኣፈ ጉባኤ፥ ብፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቢለን ቃለ ማሕላ ፈፂመን።

ወይዘሮ ባንቻየሁ ቅድሚ ሕዚ ኣብቲ ክልል ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍሊታት ስራሕ ኣብ ልዑል ሓላፍነት እናገልገላ ምፅነሐን ተገሊፁ፡፡

ብብስራት መንግስቱ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment