ስፓርት

ስፓርት

ዋና ፀሓፊት ፊፋ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊት ማሕበር ኩዕሾ እግሪ (ፊፋ) ፋጡማ ሳሞራይ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣማሲየን ናብ ድሬዳዋ ኣቲየን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣማሲየን ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ድሬዳዋ እንትበፅሓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ከድር ጁሃርን ኣባላት ካቢኔ እቲ ምምሕዳርን ኣቀባብላ ገይሮምለን። እተን ዋና ፀሓፊት ኣብ ድሬዳዋ ፃንሒተን ኣብ ፕሮጀክት ኩዕሾ እግሪ ህፃናትን ኣብ ዓውዲ ስፖርት ዝካየዱ ተግባራትን ከምዝዕዘባ ትፅቢት ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡ ብፍላይ ኣብ ስታዲየም ድሬዳዋ ብ50 ሚሊየን ብር…
Read More...

ኣብ ማራቶን ቤይሩት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤይሩት ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብክልቲኡ ፆታ ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምስባር ተዓዊቶም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ጋዲሳ ጣፋ 02፡10፡34 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ክብረ ወሰን እቲ ቦታ ብምምሕያሽ ቀዳማይ እንትወፅእ÷ ጎጃም በላይነህ ድማ ካልኣይ ደረጃ ብመሓዝ ዛዚሙ፡፡ ብደቂ ኣንስትዮ ብዝተገበረ ውድድር…

ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኤል ድዋሜና ኣብ ማእኸል ፀወታ ህይወቱ ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሊግ ኣልባኒያ እናተፃወተ ዝነበረ ጋናዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ ራፋኢል ዳዋሜና ሚዛኑ ስሒቱ ምስወደቐ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣልባኒያ ኣፍሊጡ፡፡ ወዲ 28 ዓመት ራፋኤል÷ ኣብ ሱፐርሊግ ኣልባኒያ ትሳተፍ ጋንታ ኢግናቲያ ምስ ጋንታ ፓርቲዛኒ እናተፃወተ እናሃለወ ሃንደበት ኣብ ዝወደቐሉ ቅፅበት ህይወቱ ሓሊፋ፡፡…

ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንመፃረዪ ፅዋዕ ዓለም ዝሳተፉ ዝርዝር ሽም ተፃወትቲ ዕላዊ ገይራ። ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይሌ ምስ ሴራሊዮንን ቡርኪና ፋሶን ነዝግበር ፀወታ ዘሰልፍዎም 23 ተፃወትቲ ምፍላዮም ተገሊፁ። እታ ሃገራዊት ጋንታ ኣብ ወርሒ ሕዳር መጀመሪያ ፀወታኣ ምስ እተን ሃገራት ንምግባር ፅባሕ ናይ መወዳእታ ልምምዳ…

ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታታት ላዕለዋይ ሊግን ፕሪሚየር ሊግን ዝሳተፋሉ ካልኣይ ዙር ድልድል ጋንታታት ፅዋዕ ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ። ኣብዚ ድልድል ኣብ ምድብ ሀ፦ ጋንታታት ቅዱስ ጊዮርጊስ ምስ ሃምበሪቾ ዱራሜ፣ ሃድያ ሆሳእና ምስ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ፣ ወላይታ ድቻ ምስ ደሴ ከተማ፣ ቢሾፍቱ ከተማ ምስ ሃላባ ከተማ፣ ኣዳማ ከተማ ምስ ሲዳማ ቡና፣…

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣፍሪካ ዘፀውዑ ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣህጉር ኣፍሪካ ዘፀውዑ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ኣብ ማራቶን ኒው ዮርክ ንዝተዓወቱ ኣትሌታ ኢትዮጵያን ኬንያን እንኳዕ ደስ በለኩም…

ኣብ ማራቶን ሹዙ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓዊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ኣቻይና ሹዙ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ማራቶን ብክልቲኡ ፆታ ዓወት ቀኒዑዎም፡፡ ብደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት መልካ ደርቤ ነቲ ርሕቐት 2 ሰዓት 14 ደቒቕን 23 ሰከንድን ብዝኾነ ሰዓት ብምዝዛም ቀዳማይ ክኸውን ክኢሉ፡፡ ብተመሳሳሊ ኣትሌት ደራርቱ ሃይሉ ብመዳይ ደቂ ኣንስትዮ ነቲ ርሕቐ 2 ሰዓት 27ደቒቕን…