Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኦሊምፒክ ፓሪስ 2024 ሎሚ መዓልቲ ምሸት ካብ ሰዓት 2፡30 ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ኣብ ከተማ ፓሪስ ብዕሊ ክኽፈት ኢዩ። ንኢትዮጵያ ዝውክል ቀዳማይ ዙ ልኡኽ ኣትሌቲክስ ትማሊ ናብ ፓሪስ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ናይ ሎሚ መዓልቲ ስነ ስርዓት መኽፈቲ ብዘይተለመደ መልክዑ ካብ ስታዲየም ወፃእ ንሰሜናዊ ፈረንሳይ ኣብ ዘካልል ሩባ ሴይን ከምዝካየድ ኣሰናዳኢ ኮሚቴ ኣፍሊጡ፡፡ ካብ 206 ልኡኻት ዝተውፃእፅኡ ልዕሊ 10 ሺሕ ኣትሌቶችን ኣብ ሩባ ሴይን ዘንሸራሽራ ልዕሊ 90 ጀላቡ ከምዝተሰናድኣ…
Read More...

ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ኣበረታቲዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሽዊት ሻንካ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ልምምድ ኣብ ዝገብሩሉ ኣካዳሚ ስፖርት ኢትዮጵያ ተረኺበን ተዓዚበን። ወ/ሮ ሽዊት ሻንካ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ÷ ኣትሌታተ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣደባባይ ዓለም ዝፍለጡ ብተዓዋትነት ከምዝኾነ ኢዩ፡፡ “ብምዃኑ ድማ ኣብቲ ኦሎምፒክ ትሳተፉ…

ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ -ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ምባለይ ልዑል ክብሪን ምስጋናን ኣለኒ  ክብል ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ገሊፁ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ኣትሌት ቀነኒሳ ቀዳማይ ደረጃ ሒዙ ኢዩ። ነዚ ስዒቡ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ…

ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለ ዝበለፀ ኣፍሪካዊ ስፖርተኛ 21 ክፍለ ዘበን ተባሂሉ ከምዝተሓረየ ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኢ ኤ ስ ፒ ኤን ዝበለፁ ኣፍሪካዊያን ስፖርተኛታት 21 ክፍለ ዘበን ዕላዊ ምግባሩ ዝገለፀ እቲ ፌዴሬሽን፥ ኢትዮጵያን ኬኒያን ከልተ ኣትሌታት ብምሕራይ ቀዳሞት ኮይነን ኢሉ። ኣትሌት ቀነኒሳ ድማ…

ናብ ፓሪስ ንዘምርሕ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ንዘምርሕ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ድሕሪ ፅባሕ ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ዕላዊ ምፍናው ክግበረሉ ኢዩ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምፍናው፥ ፕሬዚዳንት ሳህለ ወረቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ከመዝርከቡ ኣብ ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን ዝረኸብናዮ…

ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ጉስጢት ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ዓለም ለኸ ሻምፒዮና ጉስጢት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ ክብል ኮንፌደሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ባህልን ስፖርትን ሸዊት ሻንቃ፣ ፕሬዚዳንት ኮንፌደሬሽን ጉስጢት ኣፍሪካ እያሱ ወሰንን ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኮንፈዴሬሽን ጉስጢት ኣሊሳን ነቲ ዛዕባ ዝጠመተ መብርሂ ሂቦም። እቲ ሻምፒዮና 17…

ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ 2017 ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ዝጅመረሉ ዕለት 10 መስከረም ከምዝኾነ ዕላዊ ኮይኑ። ናይ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ኣክሲዮን ማሕበርም እቲ ፕሪሚየር ሊግ ዝጅመረሉ ዕለት ንተሳተፍቲ ጋንታታት ምፍላጡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ገሊፁ። ናይ 2016 ዓ.ም ናይ ኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ ውድድር 29 ሰነ 2016 ምዝዛሙ ይፍለጥ።