Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ልዕሊ 209 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 209 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። <span;>ካብ 4 ክሳብ 10 ግንቦት 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል እቶም ናውቲታት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።…

ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን። ሸሞንተ ፋብሪካታት ኢትዮጵያ ናብ ውልቀ ንምዝውዋር መንግስቲ ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዓለም ለኸ ጨረታ ምውፅኡ ይዝከር። እተን ፋብሪካታት ሽኮር፥…

ኣብ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚን ምድላው ቀፃሊ ምዕራፍን ዝጠመተ ዘተ ይግበር ኣሎ። ትማሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም መደባት መንግስቲ ምግምጋሙ ይዝከር። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ኣባላት…

ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት  ሌሊሴ ነሜ ኣብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ ምስ ዝነብሩ ሰብ ሃፍቲ ኢትዮጵያን ዘቲየን። ኣብቲ ዓውዲ ብመሰረት ዝተወሰዱ ምምሕያሻት ሕጊ፣ ለውጥታት ኣወዳድባን ኣሰራርሓን ኢሉ እውን ኣብ ክሊ ተሳትፎ ኢንቨስትመንት…

“ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ” ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ባክ ቱ ስኩል ኣፍሪካ" ብዝብል ዝተሰየመ ኤግዚብሽን ትምህርቲን ቴክኖሎጂን ኣብ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኸፊቱ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፃሕፍቲ ውባየሁ ማሞ(ኢ/ር)፥ ዕላማ እቲ ኤግዚብሽን መናእሰይ ዝሰርሕዎ ዝተፈላለዩ ምህዞታት ቴክኖሎጂ…

ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለ መዳይ ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ግደ ባንኪ ዓለም ልዑል ከምዝኾነ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ። መዕፀዊ መርሃ ገብሪ ብድጋፍ ባንኪ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ 8 ዓማውቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ “ቦሌ ለሚ ሁለት” ን ቂሊንጦን…

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ደገፍ ኣምቡላንስን ተሽከርከርቲን ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣገልግሎቱ ንምስፋሕ ዝሕግዝ ደገፍ 14 ኣምቡላንስን 9 ተሽከርከርቲን ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ረኺቡ። እተን ኣምቡላንሳት ብ28 ሚሊየን ብር ዝተዓደጋ እንትኾና እተን ንሰርቪስ ዘገልግላ ድማ ብ18…

ኤክስፖን ኤግዚብሽንን ኮንስትራክሽን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤክስፖን ኤግዚብሽንን ኮንስትራክሽን ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ምስላጥ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ዝተዳለወ እነትኸወን፥ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታ ክፀንሕ ኢዩ ተባሂሉ። ካብ 26 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ ኩባኒያታት ከምዝሳተፉ ድማ…

ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 5 ሺሕ 700 ሜትሪክ ቶን ሩዝ ሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 5 ሺሕ 700 ሜትሪክ ቶን ሩዝ ሂቡ። እቲ ደገፍ ሩዝ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ሰመሪታ ሰዋሰው ተረኪበንኡ። ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። 300 ሚሊየን…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም ካብ ንግዲ ሰደድ ወፃኢ ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገሊፁ። እቲ ኣታዊ ዝተፈላለዩ ፍሪያታት ብምልኣኽ ዝተረኸበ ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ንግዲ ዝለምዐ…