Fana: At a Speed of Life!

ምሕርናኽ ደው ንምባል ዝሕግዙ ሜላታት

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዝያ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓው ዝበለ ምሕርናኽ መብዛሕትኡ ግዜ ምስ “obstructive sleep apnoea (OSA)” ተባሂሉ ዝፅዋዕ ምዝባዕ ድቃስ ዝተሓሓዝ እንትኸውን ኣብዚ ግዜ ምስትንፋስ ጠጠው ከም ዝብልን እዚ ድማ ኣብ እዋን ድቃስ ከም ዘጋጥምን ሰብ ሞያ ይገልፁ። እዚ…

ሕማም ዓሶ ብኸመይ ንከላኸሎ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ዓሶ ክንከላኸሎን ክንፍውሶን እንኽእል ሕማም'ዩ። ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ 2016 ዓ.ም ብብርኪ ሃገር ምርመራ ካብ መንጎ ዝተገበረሎም 10 ሚሊየን ሰባት እቶም 3  ነጥቢ 2  ሚሊየን ብዓሶ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ምስቅስቓስ…

ዓበይቲ ረብሓታት ፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክርስትናን እስላምናን ብኣማኢት ሚልዮናት ሰዓብቲ ዘለወን ሃይማኖታት ዓለም እየን። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ብዙሓት ኣመንቲ እተን ሃይማኖታት በብእምነቶም እናፆሙ ይርከቡ። ሰዓብቲ ክርስትና፥ እየሱስ ክርስቶስ ተሰቒሉ፣ ሞይቱ ዝተንሰአሉ ንምዝካር…

ትራማዶል ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ ምጥቃም ንሃንደበታዊ ሞት ከምዘቃልዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራማዶል ካብ ፍቓድ ሓኪም ወፃእ ብሓደ ግዘ ኣብዚሕኻ ምውሳድ ካብ ሃንደበታዊ ሞት ክሳብ ቀፃልነት ዘለዎም ፀገማት ጥዕና ዘቃልዕ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ትራማዶል ዝተብሃለ ግዚያዊ ፀረ ቃንዛ ክኒን ግቡእ ብዘይኮነ መገዲ እናተዘውተረን ወልፊ እናኾነን…

ኣብ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ናይ ህፃናት ሕማም ቆርበት መፍለዪ ሲስተም ደርምኔት

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደርምኔት ብኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝማዕበለ ውፅኢት ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ቴክኖሎጂ ኢዩ፡፡ እቲ ስርዓት ሕማም ህማም ቆርበት ህፃናት ንምልላይ ዝሰርሕ ከምዝኾነ ካብ ኢንስቲትዩት ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ወፍሪ ክታበት ሕማም ኮሌራ ተጀሚሩ። እቲ ክትባት፥ ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ኢትዮጵያ፣ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ምምሕዳር ዞባ ደቡብን ብሓባር ብምዃን ኣጀሚረምዎ። ብተወሳኺ ነበርትን መራሕቲ ሃይማኖትን…

መከላኸሊ መገዲታት ሕማም ሽኮርያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ሽኮያር ኣብ ጣፍያ ኢንሱሊን እንድሕር ዘይፈረዩ ወይ ድማ ብግቡእ እንተዘይሰሪሑ ኣብ ደምና ሽኮር እንትእከብ ዝፍጠር ሕማም ኢዩ። ክንምገብ ከለና፡ ሰብነትና ሓይሊ ወሃብቲ ምግቢታት (ካርቦሃይድሬትስ) ናብ ሽኮር (ግሉኮዝ) ይቕይሮም። ኣብ ጣፍያ…

ብዛዕባ ናይ መንፈስ ጭንቀት ክንደይ ዝኣክል ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ መንፈስ ጭንቀት ኣብ ዕለታዊ ህይወት ፅዕንቶ ከሕድር ዝኽእል ፀገም ህውከት ኣእምሮ ኢዩ፡፡ ጭንቀት ክነዕቶም ንደልዮም ነገራት ልዕሊ ዓቕሚ እንተተሓሳስቡናን እንትነስተንትንን ዝፍጠር ካብ ዓቐን ዝሓለፈ ስምዒት ኢዩ፡፡ ናይ መንፈስ ጭንቀት…

ጠንቂን ምልክታትን ልዑል መጠን ኮሌስትሮል

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌስትሮል ኣብ ደም እንትኸውን፥ መጠን ኮሌስትሮል ኣብ ደም እናወሰኸ ምስ ዝኸይድ ኣብ ጥዕና ዘሎ ሓደጋ እውን ብኡ መጠን እናወሰኸ’ዩ ዝኸይድ። ውድብ ጥዕና ዓለም ልዑል መጠን ኮሌስትሮል ንሓደጋታት ሕማም ልብን ወቅዒን ከም ዘቃልዕ ይገልፅ። እዚ…

ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ “ደመይ ንወገነይ” ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ክልል ትግራይ "ደመይ ንወገነይ" ብዝብል መራሒ ሓሳብ ደም ይልገስ ኣሎ። ኣብ ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ተምሃሮን መምህራንን ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካሌብ፥  ሰኣን ንጣብ ደም ሂወት ወገናትና ክንስእን የብልና ብምባል ደም…