Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት 10 ኣዋርሕ ውድብ ብልፅግና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ሓለፍቲ ኩለን ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ተረኺቦም። ካብ ላዕሊ ክሳብ ታሕቲ መሓዉር ዝተተለሙ መደባት ኣፈፃፅመኦም ብዝምልከት ዘለዎ ብርኪ ከምዝግምገም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ፅዕነት ብምሃብ ኣብ ኣፍሪካ ሽልማት ዝበለፀ መገዲ ኣየር እዚ ዓመት ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ብኽለት ኣየር ናፃ ዝኾነ ኣገልግሎት ፅዕነት ብምሃብ ኣብ ኣፍሪካ ሽልማት ዝበለፀ መገዲ ኣየር እዚ ዓመት ተዓዊቱ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ኣብ ተርኪ ኣብቲ ዓውዲ ዝተዋፈሩ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ተገልገልቲን ሓረይቲን በዝሃብዎ…

መድረኽ ዘተ ዲጂታል ግብርና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ዘተ ዲጂታል ግብርና ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ ብዲጂታል ግብርና ፍሪያት ሓረስቶት ንምስሳን ይስራሕ ብዘሎ ተግባራት ጭቡጥ ውፅኢት ይምዝገብ ከምዘሎ ገሊፆም። ተበፃሕነት ሓበሬታ፣ ቀረብ…

ሓባራዊ መድረኽ ዘተ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ መቐለ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓባራዊ መድረኽ ዘተ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ቴዎድሮስ ምህረት ሓዊሱ ፕሬዚዳንታትን ሓለፍቲ ስራሕን ኣብያተ ፍርዲፌደራል፣ ሓላፊ ቤት ዕዮ ምምሕዳር…

ቀዳማይ ዙር መርሃ ግብሪ ተሃድሶን ምትካል እግሪን ዕጡቓት ህወሓት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር መርሃ ግብሪ ተሃድሶን ምትካል እግሪን ዕጡቓት ህወሓት ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ገብሪ ዝተረኸቡ ተወካሊ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብርጋዴር ጀነራል ደርቤ መኩሪያ፥ ብመሰረት ስምምዕ ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ኢትዮጵ ኣንፃራዊ ሰላም ነጊሱ ኢዩ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርናን ሳይንስን ዑደት ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኤግዚብሽን ግብርናን ሳይንስን ዑደት ኣሳሊጠን። ኣብቲ ኤግዚብሽን ስራሕቲ ፌዴራልን ቢሮ ገብርና ክልልን ቀሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ምንቅስቓሳት ልምዓት ዓውዲ ግብርና ክልል ደቡብ ከምዝቐረቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።…

ተፈጥሮኣዊ ንጥረ ነገራት ብምጥቓም ኣብ ተኽሊ በለስ ዘጋጠመ ሕማም ኩችኔል ንምሕዋይ ዝውዕል ኬሚካል ዕውት ፈተነ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተፈጥሮኣዊ ንጥረ ነገራት ብምጥቓም ኣብ ተኽሊ በለስ ዘጋጠመ ሕማም ኩችኔል ንምሕዋይ ዝውዕል ኬሚካል ዕውት ፈተነ ከምዝተገበረ ተሓቢሩ፡፡ ተፈጥሮኣዊ ንጥረ ነገራት ብምጥቓም ኣብ ተኽሊ በለስ ዘጋጠመ ሕማም ኩችኔል ንምሕዋይ ኬሚካል ብምምዕባል ኣብ…

ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ካብ ዕጡቓት ህወሓት ጉጅላዊ ኣፅዋር ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ብመሰረት ውዕል ፕሪቶሪያ ካብ ዕጡቓት ህወሓት ጉጅላዊ ኣፅዋር ተረኪቡ። እቲ ርኽክብ ኣብ ላጪ ዝተገበረ እንትኸውን፥ ኣብ መርሃ ግብሪ እቲ ምርኽኻብ ተዓዘብቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ተወካሊ ሰራዊት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ሃን ዠንግ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ናብ ንቡር ንምምላስን ፀገማት ንምቕራፍን ንዝግበር ፃዕሪ ቻይና እትገብሮ ደገፍ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። “ካብ ቤተ ፈተና ናብ ኣዝርእቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዝተደለወ ኤግዚብሽን ግብርና ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…