Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ምልባዕ ቫይረስ ኦሚክሮን ከምዝነከየ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ቫይረስ ኦሚክሮን መጠን ምልባዕ እናነከየ ምዃኑ ተመራመርቲ እታ ሃገር ኣፍሊጦም፡፡ በዓል ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ማርታ ኑኔስ፤ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ራብዓይ ዓሌት ቫይረስ ኮቪድ ኦሚክሮን ሕማም ብሉዑል ብርኪ ተላቢዑ ከምዝነበረን እቲ…

ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ሓዱሽ ዝተወለዐ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ሰሙን ክትቆፃፀሮ ከምትኽእል ሰብ ሞያ ጥዕና እታ ሃገር ገሊፆም። ኣብ ሻንጋይ በዓል ሞያ ተመሓላለፍቲ ሕማማት ዝኾኑ ዣንግ ዌንሆንግ፥ ቻይና ኣብታ ሃገር “ዜሮ ኮቪድ ፖሊሲ” መሰረት…

ደቡብ ኣፍሪካ ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓት ልዑል ቁፅሪ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ከምዘመዝገበት ተሓቢሩ። ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ ምርመራ፥ 13 ሺሕን 992 ሓደሽቲ ሕሙማት ኮቪድ-19 ከምዘመዝገበት ዝተገለፀ እንትኸውን፥ ብሓፈሻ…

ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ19 ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም “ኦሚክሮን” ዝተብሃለ ዓሌት ኮቪድ 19 ብብርኪ ዓለም ብዘርአዮ ባህሪ ዝርገሐ ሓደገኛ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። እቲ ቫይረስ ቅድሚ ሕዚ ተራኢዩ ብዘይፈልጥ ብርኪ ባህሪኡ ዝቐያይርን ብዙሓት ሰባት እናጥቀዐ ዝርከብ ለበዳ ቫይረስ ኢዩ…

ኣብ ኣውሮፓ ለበዳ ኮቪድ19 ይስፋሕፋሕ ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራት ኣውሮፓ ብምኽንያት ቫይረስ ኮቪድ19 ሕይወቶም ዝስእኑ ቁፅሪ ዜጋታት ብ10 ሚኢታዊ ከምዝወሰኸ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ኣህጉር ኣውሮፓ፥ ካብ ካልኦት ክፍለዓለማት ብዝተፈለየ መልክዑ ዝርገሐን እቲ ቫይረስን በቲ ቫይረስ ህይወቶም ዝስእኑ…

ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና መሊኡ ተሓከምቲ ንዝኸፍአ ፀገም ይቃልዑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተወሰና ከተማታት ክልልን በዝሒ ተሓከምቲ ብምውሳኹ ክፍሊ ፅኑዕ ሕክምና መሊኡ ተሓከምቲ ንዝኸፍአ ፀገም እናተቓዑ ከምዝኾ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ዶክተር ፅጌረዳ ክፍሌ፥…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 302 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ  302 ሺሕን 400 ዶዝ ክታበት ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይራ። እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን ዝተብሃለ ከምዝኾነ ኣብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵታ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ኣብ ኢትዮጵያ ዝርአ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ…

ሚኒስቴር ጥዕናን ፖሊስ ፌዴራልን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕናን ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብን ኣፈፃፅማ መምርሒታት ኮቪድ 19 ብዝምልከት ምስ ፖሊስ ፌዴራል ተዛቲዮም። ሚኒስተ ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ሳህራላ ኣብዱላሂ፥ ለበዳ ኮቪድ 19 ኣብ ሃገርና እናተጋደደ ብምምፅኡ ሚኒስቴር ጥዕና ዘቐመጦም…

ኢትዮጵያ 108 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮናቫይረስ  ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 108 ሺሕ ዶዝ ክታበት ኮሮናቫይረስ  ከምዝተረከበት ናይ ኣፍሪካ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ክታበት ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ  ኣብ ቦሌ ዓለም ለኸ  መዕፈፎ ነፈርቲ ብምኻድ ተረኪበን። እቲ ክታበት ጆንሰን ኤንድ ጆንሰን…

ሕብረት ኣውሮፓ ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣውሮፓ ዝግበር ጉዕዞ ንኽእገድ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ እናተጋደደ ብዝመፅአ ለበዳ ኮቪድ-19 ምኽንያት ካብ ኣሜሪካ ናብ ኣባል ሃገራት ዝግበር ዝኾነ ሕኹን ጉዕዞ ንኅእገድ ቤት ምኽሪ ሕብረት ኣውሮፓ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎ ውሳነ ንዝቕፅል ሰነ ናይ ሓጋይ በዓላት…