Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዓለም ለኻዊ ዜናታት

ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ፈላመይቲ ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ኣወንጪፋ። ምውንጫፍ እታ ሳተላይት፥  ሰሜን ኮሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ወተሃደራዊ ናይ ስለላ ሳተላይት ናብ ህዋ ምውንጫፋ ስዒቡ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብናይ ባዕላ ዓቕሚ…

ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ዝዝቲ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዓለም ዝዝቲ ጉባኤ ኮፕ28 ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዱባይ ምክያድ ጀሚሩ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ ቀንዲ ቀንዲ ዛዕባታት ትኹረት ከምዝገብርን ውሳነታት ከምዘሕልፍን ትፅቢት ይግበር፡፡ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ…

ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግዚያዊ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ምዝዛሙ ስዒቡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ጋዛ ደብዳብ ተካይድ ኣላ ተባሂሉ። ኳታር፣ ግብፂን ኣሜሪካን ሓዊሱ ካልኦት ዓለም ለኸ ኣሸማገልቲ እቲ ስምምዕነት ምቁራፅ ተኹሲ ክሳብ ሎሚ መዓልቲ ክናዋሕ ፃዐሪ እናገበረ ፀኒሐን…

ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣  20 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝገበረ ጉባኤ ኮፕ28 ኣብ ዱባይ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ፥ ልዑል ዋጢ ኣየር፣ ሓደጋ ውሑጅን ለውጢ ክሌማን ዘስዕብ ዘሎ ሓደጋ ተፈጥሮ ንምክልኻልን ጉድኣቱ ንምቕናስን ዝሕግዙ ውሳነታት ክውሰኑ ትፅቢት ይግበር። መራሕቲ…

ወታደራዊት ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ጃፓን ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓንቲ ወታደራዊት ኣውሮፕላን ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ጃፓን ጠረፍ ባሕሪ ደሴት ያኩሺማ  ከምዝተሓምሸሸት ተሓቢሩ። እቲ ኩነታት ስዒቡ ሓለውቲ ጠረፍ ባሕሪ ጃፓን ኣብቲ ቦታ ትዕዝብቲ መርከባትን ኣውሮፕላናትን ከምዝተለኣኻ ዲፌንስ ብሎግ ፀብፂቡ፡፡…

ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ኢያ – ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ግዳይ ድርብ ኢ-ፍትሃዊነት ኣህጉር ከምዝኾነት ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ገሊፆም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ 7ይ ኮንፈረንስ ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመ ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃማት ኣተሓሕዛ…

ውሽጢ ውሽጢ ባሕሪ ዘቋርፅ ዘበናዊ መገዲ ቻይና ህንፀቱ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ደቡብ ቻይና ግዝኣት ጓንግዶንግ ዝተሃነፀ ሓዱሽ ብውሽጢ ባሕሪ ዘቋርፅ ዘበናዊ መገዲ ህንፀቱ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ። ክሳብ 6 ነጥቢ 8 ኪሎ ሜትሮ ዝሽፍን እቲ ናይ በዓልቲ መገዲ÷ ኣካል ሼንዘንን ዞንግሻንን ዘራኽብ 24 ኪሎ ሜትሮ ንውሓት ዘለዎ…

ሃማስ እቲ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ንኣርባዕተ መዓልታት ዝተገበረ ጊዜያዊ ስምምዕ ደው ምባል ተዂሲ ንክናዋሕ ሓቲትቱ። እቶም ዝተዓገቱ ሰባት ንምስዳድ ብመሰረት ዝተቐመጠ ገደብ እዋን ፃዕሪ እንተተገበረ እውን ምስ ዘሎ ምፅባብ ግዘ ክሰምር ኣይከኣለን ኢሉ። ስለዝኾነ እቲ…

ሃማስ 4 ወታደራዊ ኣመራርሓታት ከምዝተቐተሉዎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃማስ ኣርባዕተ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓታት ከምዝተቐተሉዎ ኣፍሊጡ። ወታደራዊ ክንፊ ሃማስ ብርጌድ ኣልቃሲም ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ኣብ ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣርባዕተ ላዕለዎት ወታደራዊ ኣመራርሓታት ሃማስ ኣበ ወሽመጥ ጋዛ ከምዝተቐተሉ…

ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ሌተናል ጄኔራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ምስ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሌ/ጄ ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ጅቡቲ ተዛቲዮም፡፡ ኣብ ዝተኦም ድማ፥ ኣብ ሱዳን ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ኢጋድ…