ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ኣብ ምዕባይ ናይ ዝርከባ ሃገራት ስራሕ ብ60 ሚኢታዊ ፅዕንቶ ከምዘሕድር ተገሊፁ።
ማኔጂንግ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል…
ቱርኪ ካልኣይ ሞዴል ናይ ኤሌክትሪክ መኪና ዕላዊ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቶግ ዝተባህለ መፍረዪ መኪና ኩባኒያ ቱርኪ ካልአይቲ ሞዴል መኪና ዕላዊ ገይሩ፡፡
ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈረየት እታ ካልአይቲ ሞዴል መኪና÷…
ቲክ ቶክ 10 ቢሊዮን ዶላር እቶት ከምዝረኸበ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ኢንተርኔት ቴክኖሎጂ ቻይና ዝኾነ ቲክ ቶክ 10 ቢሊዮን ዶላር እቶት ካብ ዓለም ለኸ ተረባሕቲ ከምዝረኸበ ገሊፁ።
ኣፕ ኢንተለጀንስ…
ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ ኣፕል ሓደሽቲ ኣይፓድን ኮምፒውተራት ላፕቶፕን ናብ ዕዳጋ ከቕርብ ኢዩ።
እቶም ሓደሽቲ ፍሪያታት እቲ ኩባኒያ ዘጋጠሞ ምዝሕሓል ዕዳጋ…
ጎግል ኣብ ግልጋሎት ዘይወዓሉ ኣካውንታት ኣብዚ ሰሙን ምድምሳስ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባንያ ጎግል ተኸፊቶም ኣብ ግልጋሎት ዘይወዓሉ ኣካውንታት ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ምድምሳስ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ።
ዝድምሰሱ ኣካውንታት…
ብሞባይል ባንኪንግ ዝፍፀሙ ምጭብርባራትን መገዲታት ጥንቃቐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምህዳር ሳይበር ሒዙዎም ካብ ሞንጎ ዝመፅኡ ፅቡቓት ኣጋጣሚታት ሓደ በቢመዓልቱ ንገብሮም ዕድጊታት ክፍሊት ንምፍፃም ጥረ ገንዘብ ካብ ምጥቃም…
ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ገሊፁ።
ኢትዮጵያ…
ኣፍሪካውያን በፃሕቲ ካብ መወዳእታ 2023 ዓ.ም.ፈ ጀሚሩ ብናፃ-ቪዛ ናብ ኬኒያ ክጓዓዙ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ኣብ መወዳእታ 2023 ዓ.ም.ፈ ንኵሎም ኣፍሪካውያን በፃሕቲ ናፃ-ቪዛ ክትከውን ምዃና ፕሬዚደንት እታ ሃገር ዊልያም ሩቶ ገሊፆም።…
ትዊተር ኣገልግሎቱ ብክፍሊት ክገብሮ ይኽእል ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምልክት ኤክስ ንባዕሉ ከምብሓዱሽ ዘፋለጠ ትዊተር ኣገልግሎቱ ብክፍሊት ክገብሮ ይኽእል ኢዩ ተባሂሉ።
ኤሎን መስክ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር…