Fana: At a Speed of Life!

ስፓርት

ኢትዮጵያ ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 13 ኣብ መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ፈላማይ ሜዳሊያኣ ረኺባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻደ ትሕቲ 23 ዓመት ነፀላ ውድድር ብሽክሌታ ደቂ ተባዕትዮ ኪያ ጀማል 2ይ ደረጃ ብምውፃእ ሜዳሊያ ብሩር ረኺቡ። ኣብቲ ውድድር ደቡብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ብምዃን እንትትዛዝም÷ ሞሪሺየስ 3ይ ደረጃን ብመሓዝ ዛዚማ። ኢትዮጵያ ብዘፈር ብሽክሌታ ናይ መወዳእታ ውድድራ ፅባሕ በድብልቕ ክትገብር ኢያ። ብሰለሞን በቀለ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
Read More...

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እቲ ድልድል ኤሲ ሚላን ምስ ሮማ ክራኸባ ኢየን፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ሊቨርፑል ምስ ኣታላንታ÷ ባየርሊቨርኩሰን ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡ ብካሊእ መዳይ ቤኔፊካ ምስ ኦሎምፒክ ማርሴ ከምዝተደልደላ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ…

ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ። ብመሰረት እዚ፡- ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሺያ ዶርትመንድ ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ ፓሪሰንት ዠርሜይን ምስ ባርሴሎና ኣብቲ ውድድር ርብዒ ፍፃማ ክራኸባ ኢየን። ቀዳማይ እግሪ ፀወታ 9 ን 10 ሚያዚያ…

ኣብ ግራንድ ኣፍሪካን ራን ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ተሰናዲኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዋሽንገተን ዲሲ ኣብ ዝካድ ’ግራንድ ኣፍሪካን ራን’ ንዝሳተፉ ኣትሌታት ሽልማት መኪና ከምዝተሰናደአ ተገሊፁ፡፡ ግራንድ ኣፍሪካን ራን በቢዓመቱ ጥቅምቲ ምስ ኣተወ ኣብ ካልአይቲ ቀዳም ኣብ ከተማ ዋሺንግተን ዲሲ ዝካየድ ዉድድር ጉያ 5 ኪሎ ሜትሮ ኢዩ። ኣብዚ ውድድር ንዝሳተፉ ኣብ ኣሜሪካ ዝዓበየ መከፋፈሊ ቶዮታ…

ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ – ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብቲ ውድድር ዝተኸተልኩዎ ሜላ ጉያን ሓገዝ ኣስልጣኒን ንዓወት ኣብቂዑኒ” ክትብል ኣብ ግላስጎ ውድድር ሻምፒዮና ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ800 ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ዝተዓወተት ኣትሌት ፅጌ ዱጉማ ገሊፃ። እታ ኣትሌት ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበረቶ ፃሒት÷ ካብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ መበገሲ ዝገበረ ናይ ኣትሌቲክስ…

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶን ቪላ ዓወት ኣመዝጊባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜዳኣ ወፃእ ዝተፃተት ጋንታ ቶተንሃም ኣብ ልዕሊ ስቶንቪላ 4 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዓወት ኣመዝጊባ። ቶተንሃም 4 ን 0 ዝተዓወተት እንትትከውን÷ ማዲሰን፣ ጆንሰን፣ ሰን ሆንግ-ሚንን ወርነርን ድማ እተን ሸቶታት ኣመዝጊቦምወን። ኣብ ሜዳኣ ዝተፃወተት ጋንታ ኣስቶንቢላ÷ ብ መበል…

ኢትዮጵያ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2031 ዝካየድ መበል 15 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ንምስንዳእ ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ፡፡ ኢትዮጵያ ድሌታ ዝገለፀት ጎድና ጎድኒ መበል 13 መላእ ፀወታታት ኣፍሪካ ኣብ ዝተኻደ ኣኼባ ኮሚቴ ቴክኒክ ፀወታታት ኣፍሪካ ኢዩ፡፡ ብቕድሚ ትማሊ ዝተኸፈተን ክሳብ 13 መጋቢት 2016 ዓ.ም ዝጸንሕን…