ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዝርከባ 18 ከተማታት ፋይን ናይ ምውዳብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ ደገፍ ገንዘብ ትግራይ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኣብ ዝርከባ 18 ከተማታት ፋይን ናይ ምውዳብ ስራሕ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።
ነዚ ንምፍፃም ኤ.ኤች.ሲ ምስ ዝበሃል ኣማኻሪ ትካል…